ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሞስኮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 18/2019 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 3ይ ጉባኤ ኣፍሪካ-ሩሲያ ንምስታፍ ሞስኮ፣ሩስያ ከም ዝኣተዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።


 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም