ብዛዕባና - ኢዜአ ትግርኛ
profile_tig
Feb 7, 2023 0
ኣድራሻ
ኢሜይል:
info@ena.et
ስልኪ:
0111550011/0111117059
ፋክስ:
0111559931/0111551609
ቁፅሪ ሳፁን ፖስታ:
530
ኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
አዲስ አበባ ኸባቢ ሰሜን ሆቴል
ልኡኽቶ
ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ህዝባን ጥቕሚ ዘተኮሩ ዓለም ለኸ ዜናን ዜና ተንከፍን ፀብፃባት ከምኡ እውን መደባት ብምፍናው/ብምዝርጋሕ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ቀንዲ ፍልፍል ዜና ብምዃን፤ ብሄራዊ ምርድዳእ ምፍጣርን ሃገራዊ ምስሊ ምህናፅን
ትውፊት
ኢዜኣ ጥቕሚ ኢትዮጵያ ናይ ምርግጋፅ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ ምፍጣር፣ ብብርኪ ዓለም ለኸ ንኢትዮጵያ ዝውክልን ኣፍሪካዊ ርድኢታት ናይ ምስፍሕፋሕ ዕላማን ኣለዎ። ልእኽትኡ ንምዕዋት ዝኽተሎም መሰረታዊ ትውፊታት እዞም ዝስዕቡ እዮም።
• ትኽክለኛ
• ፍትሓዊ
• ኣኽብሮት
• ብዝሓነት
• ፅሬት
• ቆራፅነት
• ቅልጣፈ
• ተሓታትነት
ራኢ
ኣብ ኣፍሪካ መርኣያ፤ዘተኣማምን ፅዕንቶ ፈጣሪ ፍልፍል ዜና ምዃን