ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 17/2019(ኢዜኣ) ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድሩ ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም።

ብመሰረት እዚ ድማ፤
1. ኣይተ ጌታቸው ገብረ ፃድቕ ገብረ ሂወት - ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት
2. ኣይተ ካልኣዩ ሃይሉ ለማ - ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሰሜን
3. ወ/ሮ ገነት ንጉስ ሕሉፍ - ኣመሓዳሪት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ
4. ወ/ሪት ሳምራዊት ግደይ ስብሃቱ - ኣመሓዳሪት ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ
5. ኣይተ መብራህተን ገብረመድህን ህንደያ - ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ዓይደር
6. ኣይተ ኣባዲ ገብረእግዚኣብሄር ገብሩ - ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ኲሓ
7. ወ/ሪት ለተብርሃን ህንፃ ገብረጅወርጊስ - ኣመሓዳሪት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኮይኖም ተሸይሞም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም