ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 16/2019 (ኢዜኣ) ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ።
ብምኽንያት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይዲ ትምህርቲ ዳግማይ ምጅማሩ ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቶም ንክምለሱን ዝተቛረፀ ከይዲ ትምህርቲ ንክቕፅልን ዕድል ፈጢሩ እዩ።
ኣብታ ከተማ ካብ ሎሚ 16 ጥቅምቲ 2019 ዓ/ም ጀሚሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተጀመረ እንትኸውን፤ እዚ ድማ ኣብ ትምህርቲ ተፈጢሩ ዝፀንሐ ምቁርራፅ ብምስትኽኻል ተምሃሮ ትምህርቶም ንክቕፅሉ ዝሕግዝ እዩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም