በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ዘትዩ

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 10/2019 (ኢዜኣ) በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እቲ ክልል ህዝባዊ ዘተ ኣካይዱ።



ኣብቲ መድረኽ፤ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ መናእሰይን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ተረኺቦም። 



ዕላማ እቲ መድረኽ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ምስቲ ህዝቢ ንምዝታይን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ብዘሳትፍ መልክዑ ሓሳብን ርኢቶን ንምልውዋጥን ከም ዝኾነ ተገሊፁ። 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም