ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኬንያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 10/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንነፃነት፣ ሉኣላዊነትን ልምዓትን ኬንያ ልዑል ኣስትዋፅኦ ንዘበርከቱ ጀጋኑ ክብሪ ኣብ ዝወሃበሉ ኣከባብራ ብሄራዊ በዓል መዓልቲ ማሹጃ ንምስታፍ ኬንያ ኣትዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም