ወራሲ ዙፋን ስዑድ ዓረብ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ/3/ 2019 (ኢዜኣ)ወራሲ ዙፋን ስዑድ ዓረብ ሙሓመድ ቢን ሰልማን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።

ወራሲ ዙፋን ስዑዲ ዓረብ ሙሓመድ ቢን ሰልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣል ስዑድ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓዱሽ ዘበን ስራሕ ብምምራፆም ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም።

እቶም ወራሲ ዙፋን ንህዝቢ ፌዴራላዊት ዲሞክራስያዊት ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ ቀፃሊ ዕብየትን ብልፅግናን ተመንዮም ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም