ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓ ሹመት ሂቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓ ሹመት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 1/2019 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ነዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣመራርሓ ሹመት ሂቦም።
በዚ መሰረት ድማ፦
1. ኣብዱልዋሳ ኣብዱላሂ (ዶ/ር) - ዋና ዳይሬክተር ኢንስትዩት ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ (IFA)
2. ካፒተን ተፈራ ካሳ - ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም።