ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ምብፃሕ ተጀሚሩ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ምብፃሕ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 30/2019(ኢዜኣ) ኣብ ከተማ ኣላማጣ ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ምብፃሕ ተጀሚሩ።
እቲ ሰብኣዊ ደገፍ ሙሉእ ብሙሉእ ብመንግስቲ ፌደራል ዝተሸፈነ እንትኸውን፤ ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን እቲ ሰብኣዊ ደገፍ ንክባፃሕ ምግባሩ መንግሥቲ ንዜጋታት ቀልጢፉ ከም ዝበፅሕ ዘርኣየሉ ከም ዝኾነ ነበርቲ እታ ከተማ ተዛሪቦም።