ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራውን ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 30/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራውን ገይሮም ሎሚ መዓልቲ ሸይሞም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም