ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ገይሮም ሸይሞም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ገይሮም ሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 30/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ገይሮም ሎሚ ዳግማይ ሸይሞም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ገይሮም ሎሚ 30 መስከረም ከም ዝሾሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።