ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 29 /2019 (ኢዜኣ) ምስረታ መንግሥቲ መደመር እናቐፀለ እንትኸውን ሎሚ መዓልቲ እው ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ከም ዝሃቡ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
በመሰረት እዚ ድማ፡-
1. ዳንኤል ክብረት - ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብመዓርግ ሚኒስትር-ሓላፊ ዘፈር ክትትል ዴሊቨሪ
2. ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ -ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብመዓርግ ሚኒስትር ሓላፊት ዘፈር ክትትል ENFI
3. ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ - ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ
4. ኣይተ ፍሰሃ ደሳለኝ - ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ
5. ዶ/ር ደረጀ ድጉማ - ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ
6. ኣይተ ተስፋሁን ጎበዛይ - ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ
7. ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ - ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ
#መንግሥቲ_መደመር
#PMOEthiopia