መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብግዝያውነት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ናብ ከተማ መቐለ ዝግበር ስሩዕ በረራ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ክጅምር እዩ

ኣዲስ አበባ ፤ መስከረም 29/2019 (ኢዜአ)፦ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብግዝያውነት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ናብ ከተማ መቐለ ዝግበር ስሩዕ በረራ ካብ 1 ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ከም ዝጅምር መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣየር መንገድ ዓማዊል ኣብ ቀረባኦም ናብ ዝርከብ ቢሮ መገዲ ኣየር ብምኻድ ወይ ድማ ናብ ማእኸል ፃዋዒት 6787 ብምድዋል ጉዕዞ  ምዝገባ ከትሕዙ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም