ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፤ መስከረም 22/2019 (ኢዜኣ)፦ ፕረዝዳንት  

ፌዴሪኢ  ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ኢሬቻ 2019 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፎም።


እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ  መልእኽቲ፣ በዓል ምስጋና ኢሬቻ በዓል ሓጎስ፣ ሰላምን በረከትን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም