8ይ ፎረም ኢሬቻ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ/ መስከረም/22/ 2019 /ኢዜኣ/8ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም