ዶክተር መሳይ ሀይሉ ሓድሽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ/ መስከረም/ 21/ 2019 /ኢዜኣ/ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ዶክተር መሳይ ሀይሉ ሓድሽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ገይሩ ሸይሙ

መስራቲ ጉባኤ እቲ ክልል ኣብ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ ።

በዚይ እውን ዶክተር መሳይ ሀይሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሸይሙ ኣሎ ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም