ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ንኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሸይሙ

ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 21/2018 (ኢዜኣ) ‎ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ንኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሸይሙ።

መስራቲ ጉባኤ 7ይ ዙር ቀዳማይ ዓመት ዘበነ ስራሕ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሸይሙ።

#ዓባይሃገር #ዓብይ_ህዝቢ #ዓብይ_ራኢ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም