ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ንኣይተ ሙስጠፋ ሙሁመድ ኡመር ዳግማይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 21/2019(ኢዜኣ) መበል 7ይ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ኣብ ፈላማይ ዓመት ፈላማይ ጉባኤኡ ንኣይተ ሙስጠፋ ሙሁመድ ኡመር ዳግማይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ።

ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ 1ይ ዓመት 7ይ ዓመት ዘበነ ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
#ዓባይሃገር #ዓብይ_ህዝቢ #ዓብይ_ራኢ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም