መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ይካየድ ኣሎ

ሃዋሳ፤ መስከረም 21/2019 (ኢዜአ)፦ መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ሎሚ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ክልል፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ሓዊሱ ሹመት ዝተፈላለዩ ኣባላት ካቢኔ ከፅድቕ ትፅቢት ይግበር፡፡

#ዓባይሃገር #ዓብይ_ህዝቢ #ዓብይ_ራኢ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም