መስራቲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ይካየድ ኣሎ

ጅግጅጋ/መስከረም 21/2019 (ኢዜኣ) ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ 1ይ ዓመት 7ይ ዓመት ዘበነ ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መስራቲ ጉባኤኡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልልን ከም ዝስይምን ካልኦት ሹመታት ከም ዘፅድቕን ትፅቢት ይግበር።
#ዓባይሃገር #ዓብይ_ህዝቢ #ዓብይ_ራኢ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም