ቀዳማይ ዓመት መስራትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ይካየድ ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ዓመት መስራትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 21/2019 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ዓመት ምስረታን 1ይ ስሩዕ ጉባኤን መበል 7ይ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መስራቲ ጉባኤኡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልልን ከም ዝስይምን ካልኦት ሹመታት ከም ዘፅድቕን ትፅቢት ይግበር።
#ዓባይሃገር #ዓብይ_ህዝቢ #ዓብይ_ራኢ