ዓሚቅ ታሪኸ፤ተብሃጊ ፀባይ አየርን ሰፊሕ ህዝብን ዝወነነት ሃገር እያ ኢትዮጵያ። - ኢዜአ ትግርኛ
ዓሚቅ ታሪኸ፤ተብሃጊ ፀባይ አየርን ሰፊሕ ህዝብን ዝወነነት ሃገር እያ ኢትዮጵያ።

ሓያል ማሕልኻታት ዘሕለፈ ነፃነት፤ሓቢርካ ናይ ምንባር ባህሊ ዝዓቀበትን አብ ዓለምና በሪኸ ልዕልነት ዘላዎ ታሪክ ዝወነነትን ኩርዓት አፍሪካ እያ ኢትዮጵያ።
እዛ ዓብይ ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ካብ ናይ ትማሊ ዓሚቅ ታሪኸ ዝብገስ ንቅድሚት ዝሕምበብ ዓበይቲ ትልምታት ሒዛ እትስገም ዘላ ሃገር እያ።
ንዘመናት ብብቅዓት ዝሃነፀቶም ዓበይቲ ምዕባለታትን ዓመቅቲ ስልጣነታትን መሰረት ባህግታታ እዮም።
አብ ዝሓለፈ ይኹን ሕዚ ዝካአሉ ዘይመስሉ ግን ብትብዓት ዝተፈፀሙ ትልምታት ልምዓት ሒዛ ብምብጋስ ብብቅዓት ብምፍፃም ማንዛ ዘይብሉ ዓሚቅ ተመኩሮ ዘለዋ ሃገር እያ።
ዓብይ ህዝቢ ዓብይ ባህጊ ክህልዎ ግድን እዩ።እዚ ባህጊ ተግባራዊ ዝገብር ዝገብር ህዝቢ ድማ አብ ጎኑ አሰሊፉ እዩ።
አብ ውሽጡ ዝሓዞ ትዕግስቲ፤ፅንዓትን ሰዓራይነት መንፈስ ኩሉ ጊዜ ናብ ልዕል ዝበለ መንፈስ ክትሰጋገር ገይርዋ እዩ። ዓሚቅ ታሪኸ፤ተብሃጊ ፀባይ አየርን ሰፊሕ ህዝብን ዝወነነት ሃገር እያ ኢትዮጵያ።
ሓያል ማሕልኻታት ዘሕለፈ ነፃነት፤ሓቢርካ ናይ ምንባር ባህሊ ዝዓቀበትን አብ ዓለምና በሪኸ ልዕልነት ዘላዎ ታሪክ ዝወነነትን ኩርዓት አፍሪካ እያ ኢትዮጵያ።
እዛ ዓብይ ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ካብ ናይ ትማሊ ዓሚቅ ታሪኸ ዝብገስ ንቅድሚት ዝሕምበብ ዓበይቲ ትልምታት ሒዛ እትስገም ዘላ ሃገር እያ።
ንዘመናት ብብቅዓት ዝሃነፀቶም ዓበይቲ ምዕባለታትን ዓመቅቲ ስልጣነታትን መሰረት ባህግታታ እዮም።
አብ ዝሓለፈ ይኹን ሕዚ ዝካአሉ ዘይመስሉ ግን ብትብዓት ዝተፈፀሙ ትልምታት ልምዓት ሒዛ ብምብጋስ ብብቅዓት ብምፍፃም ማንዛ ዘይብሉ ዓሚቅ ተመኩሮ ዘለዋ ሃገር እያ።
ዓብይ ህዝቢ ዓብይ ባህጊ ክህልዎ ግድን እዩ።እዚ ባህጊ ተግባራዊ ዝገብር ዝገብር ህዝቢ ድማ አብ ጎኑ አሰሊፉ እዩ።
አብ ውሽጡ ዝሓዞ ትዕግስቲ፤ፅንዓትን ሰዓራይነት መንፈስ ኩሉ ጊዜ ናብ ልዕል ዝበለ መንፈስ ክትሰጋገር ገይርዋ እዩ።