ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ መፃረይ ፅዋዕ ኣፍሪካ - ኢዜአ ትግርኛ
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ መፃረይ ፅዋዕ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ/ መስከረም/ 19/2019 (ኢዜኣ)፦ ኣብ መበል 36 መፃረይ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ሎሚ ኣብ ሜዳኣ እትገጥመሉ ፀወታ ቀልቢ ሲሒቡ ኣሎ ።
ኣብ ምድብ 10 ዝርከቡ ክልቲኦም ሃገራት ሎሚ ሳዓት 10 ኣብ ስታዲየም ባህር ዳር ፀወታ ክካየዱ እዩ ።