ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክለር ገይሮም ሸይሞም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክለር ገይሮም ሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 17/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ካብ 14 መስከረም 2019 ዓ/ም ጀሚሩ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክለር ገይሮም ከም ዝሾሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።