መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምክልኻል ለውጢ ከባቢ ኣየር ጥራሕ ዘይኮነስ ንቁጠባዊን ማሕበራዊን ልዕልና ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ገይሩ እዩ።

ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ዓመታት 56 ቢልዮን ፈልስታት ዝተተኽሉ እንትኾኑ፣ እቲ መርሃ ግብሪ እዚ ንልምዓት ፍረምረን ንመፍረያይነት ቡናን ልዑል ኣስተዋፅኦ ብምግባሩ ኣታዊ ሓረስታይ ኣዕቢዩዎ እዩ።

ባዲሞም ዝነበሩ ከባብታት ሓምለዋይን ለምለምን ምስሊ ተላቢሶም እዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም