ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 14/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጊሌ ድሙቕ ኣቀባላ ገይረምሎም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ንምጥንኻር ዝዓለመ ሓባራዊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ መድረኽ ከም ዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።