ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኢንዶኔዥያው ፕራቦዎ ሱቢያንቶ ዘትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኢንዶኔዥያው ፕራቦዎ ሱቢያንቶ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 3/2019 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኢንዶኔዥያው ፕራቦዎ ሱቢያንቶ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጎና ጎኒ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንዶኔዥያው ፕራቦዎ ሱቢያንቶ ከም ዝዘተዩ ኣፍሊጦም።