ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 3/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጎና ጎኒ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ከም ዝዘተዩ ኣፍሊጦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም