ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቪየትናም ሌ ሚን ሁንግን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 2/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቪየትናም ሌ ሚን ሁንግን ዘትዮም።
እቶም ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ጎና ጎኒ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቪየትናም ሌ ሚን ሁንግን ውፅኢታዊ ዘተ ከም ዝገበሩ ኣፍሊጦም።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቪየትናምን ዘሎ ክልቲኣዊ ርክብን ሓባራዊ ምትሕብባርናን ብዝበለፀ ምስፋሕ ኣብ ዝከይ ጉዳያ ዘቲና ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም