ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ወራሲ ኣልጋ ኣቡዳቢ ልዑል ሼህ ኻሊድ ቢን ሙሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዘትዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ወራሲ ኣልጋ ኣቡዳቢ ልዑል ሼህ ኻሊድ ቢን ሙሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 2/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጎና ጎኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ወራሲ ኣልጋ ኣቡዳቢ ልዑል ሼህ ኻሊድ ቢን ሙሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከም ዝበልዎ፤ ጎና ጎኒ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ምስ ወራሲ ኣልጋ ኣቡዳቢ ልዑል ሼህ ኻሊድ ቢን ሙሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዘቲና ኣዲስ ኣበባ/መስከረም 2/2019(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጎና ጎኒ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ወራሲ ኣልጋ ኣቡዳቢ ልዑል ሼህ ኻሊድ ቢን ሙሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከም ዝበልዎ፤ ጎና ጎኒ መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ምስ ወራሲ ኣልጋ ኣቡዳቢ ልዑል ሼህ ኻሊድ ቢን ሙሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዘቲና ኢሎም።
ኣብ ዘተኦም እውን ኣብ ዋና ዋና ቅድመ ኣጀንዳታት ብሪክስን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬቲስን ዘሎ ኩለ መዳያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ከይድታት ውፅኢታዊ ዘተ ከም ዝገበሩ ገሊፆም።።
ኣብ ዘተኦም እውን ኣብ ዋና ዋና ቅድመ ኣጀንዳታት ብሪክስን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬቲስን ዘሎ ኩለ መዳያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ከይድታት ውፅኢታዊ ዘተ ከም ዝገበሩ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም