ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብዕረፍቲ ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብዕረፍቲ ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፤ነሓሰ 24/2018 (ኢዜኣ)፦ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብዕረፍቲ ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ብዕረፍቲ ንጉስ ሃራልድ 5ይ ዝተሰመዖም ሓዘን ብስም መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ዝገገፁ እንትኾኑ፤ ኖርወይ ተተኣማምን መሓዚ ኢትዮጵያ እያ ኢሎም።
ኣብዚ እዋን ሓዘን እውን ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኖርወይ ደው ከም ዝብል ኣመላኺቶም።