ፕሬዝዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሓኩም ኣመሓላሊፎም - ኢዜአ ትግርኛ
ፕሬዝዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሓኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፤ ነሓሰ 19/2018 (ኢዜኣ)፦ ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1501 በዓል መውሊድ ብሰላም ኣብፅሓኩም ብምባል መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዝዳንት ኣብ መለእኽቶም እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውን ተመኒዮም።