መርሃ -ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባለ ምህርትን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ንሓለዋ ከባቢ ልዑል ኣበርክቶ ኣበርኪቱ እዩ

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/ 27/2018 (ኢዜኣ)፦ መርሃ -ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባለ ምህርትን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ንሓለዋ ከባቢ ልዑል ኣበርክቶ ኣበርኪቱ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፤ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ቀበሌ ኢላላ ብምርካብ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣዕሪፎም።


 

ነበርቲ እቲ ከባቢ እውን ካብ ንጉሆ ጀሚሮም ብበዝሒ ብምውፃእ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ።

ኣብ ቀበሌ ኢላላ 25 ሽሕ ፈልስታት ክትከሉ እዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም