ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓንቲ ፀሓይ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፤ 27 ሓምለ 2018 (ኢዜኣ)፦ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቃሉ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብቶም ርእሰ ምምሕዳር ብተወሳኺ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል፣ ሓለፍቲ ዞባን ወረዳን ከምኡ’ውን ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ተረኺቦም እዮም።
በቲ መርሃ ግብሪ ንኢኮኖሚያውን ንሓለዋ ደኒን ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ፈልስታት እናተተኽሉ ይርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም