ኣብ ክልል ጋምቤላ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ይሳለጥ ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ ክልል ጋምቤላ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ይሳለጥ ኣሎ
ጋምቤላ/ሓምለ 27/2018(ኢዜኣ) ኣብ ክልል ጋምቤላ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።
ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተስፋ ንትከል” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ።