ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪ ኤክሲም ጆርጅ ኤሎም ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ/ሓምለ 8/2018(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪ ኤክሲም ጆርጅ ኤሎምን ኣባላት ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንክን ዘትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ ምሸት ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኣፍሪ ኤክሲም ጆርጅ ኤሎምን ኣባላት ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንክን ዘቲና ኢሎም።

ኣብ ዘተኦም ኣብ ምሕዝነት፣ ዕቤትን መፃኢ ዕድላት ኣፍሪካን ውፅኢታዊ ዘተ ከም ዝገበሩ እውን ኣረዲኦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም