ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ መበል 2ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ ከካይድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፤ ሓምለ 6/2018 (ኢዜኣ) መበል 6ይ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበነ ስርሑ መበል 2ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ፅባሕ 7 ሓምለ 2018 ዓ/ም ከካይድ እዩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ መንጎ መንግሥቲ ፌዴሪኢን መንግስቲ ሪፐብሊክ ጣልያንን ከምኡ እውን ኣብ መንጎ መንግሥቲ ፌዴሪኢን መንግስቲ ሪፐብሊክ ፈረንሳይን ዝተገበሩ ስምምዓት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐርቡ ረቂቕ ኣዋጃት መርሚሩ ከም ዘፅድቕ ትፅቢት ይግበር።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም