ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ኣቀባብላ ገይሮምሎም - ኢዜአ ትግርኛ
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ኣቀባብላ ገይሮምሎም
ኣዲስ ኣበባ፤ ሓምለ 6/2018 (ኢዜኣ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ እንኳዕ ናብ ምድረ ቀዳሞት ኢትዮጵያ ብደሓን መፁ ኢሎም።
ኣብ ልዑል ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ትርከብ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ፃንሒት ዕዉት ንክኸውን ይምነ ክበሉ እውን ሓቢሮም።