ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፤ ሰነ 22/2018 (ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (/) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ኣብ ክልተኣዊ ሃገራውን ዞባውን ጉዳያት ዘትዮም።

ኣብ ዘተኦም፤ ኣብ ምትእስሳር ኢኮኖሚ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ እውን ኣብ ዞባዊ ምርግጋዕ ከምዝመኸሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (/) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም  ኣፍሊጦም

እተን ሃገራት ዝካፈላኦ ካብ ዶብ ብዝሓለፈ ህዝበንን መዕለቢ መፃኢ ዕድለን ከም ዝኾነ ኣገንዚቦም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም