ንኣዲስ ኣበባ ፅርይትን ንናብራ ምችውትን ንምግባር ንህዝቢ ብምስታፍ ዝተሳለጡ ተግባራት ውፅኢት ኣመዝጊቦም እዮም

ኣዲስ ኣበባ / ሰነ/ 13/2018 (ኢዜኣ)፦ንኣዲስ ኣበባ ፅርይትን ንናብራ ምችውትን ንምግባር ንህዝቢ ብምስታፍ ዝተሳለጡ ተግባራት ውፅኢት ኣመዝጊቦም እዮም ክብላ ከንቲባ አዳነች አቤቤ ገሊፀን።

ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንመርሃ ግብሪ ፅሬት ወርሓት ክረምቲ ብዕሊ ኣጀሚረን ።

ኣብ ምጅማር እቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እቲ ስፍራ ተረኺቦም፡፡


 

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ እቲ እዋን ከምዝበለዖ፤ ንኣዲስ ኣበባ ፅርይቲ ምችውትን ንናብራ እትሰማማዕ ንምግባር ንህዝቢ ብምስታፍ ዝተሳለጡ ተግባራት ጭቡጥ ውፅኢታት ኣመዝጊቦም እዮም ኢለን ።

"ሎሚ ብዕሊ ዝተጀመረ ስራሕ ፅሬት ውፅኢታዊ ንክኸውን በብ ሕድሕድ ህንፃ ኣብየ ከባቢኡ ዕለታዊ ተግባር ክኸውን ይግበእ "ኢለን ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም