ድምፃዊ ሰማሀኝ በለው ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ 8/ 2018(ኢዜኣ)፦ድምፃዊ ሰማሀኝ በለው ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ተፈልዩ።

ድምፃዊ ሰማሀኝ በለው ዝተፈላለዩ ባህላውን ካልኦት ትሕዝቶታት ዘለዎምን ስራሕቲ ሙዚቃ ንኣድመፅቲ ኣበርኪቱ እዩ።

ድምፃዊ ሰማሀኝ በለው በዓል ሓዳርን ኣቦ 4 ቆልዑን ከም ዝነበረ ኢዜኣ ካብ ቤተሰቡ ዝረኸቦ ሓበሬታ የመላኽት።

ናይ ኢትዮጵያ ዜና ኣገልግሎት ንቤተሰቡ፣ፈተውቱን ኣድነቕቱን ፅንዓት ይምነ።

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም