ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ጉንቦት 24/2018 (ኢዜኣ)፦ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም።

7 ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ እናተኻየደ እንትኸውን፤ ካርዲ መረፃ ዝወሰዱ ዜጋታት እውን ኣብ ጣብያታት መረፅኦም ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም