ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ መረፃ ከተማ ጎንደር ድምፆም ሂቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ መረፃ ከተማ ጎንደር ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፤ጉንቦት 24/2018(ኢዜኣ)፦ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝወዳደርሉ ከተማ ጎንደር ጣብያ መረፃ ሓደ ድምፆም ሂቦም።
7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ እናተኻየደ እንትኸውን፤ ካርዲ መረፃ ዝወሰዱ ዜጋታት እውን ኣብ ጣብያታት መረፅኦም ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።