ተወካሊ ኢዜማ ዶክተር ጥላሁን ገብረህይወት ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 5 ጣብያ መረፃ 43 ብምርካብ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 24/2018 (ኢዜኣ) ተወካሊ ዜጋታተት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ) ዶክተር ጥላሁን ገብረህይወት ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 5 ጣብያ መረፃ 43 ብምርካብ ድምፂ ሂቦም።

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ እናተኻየደ እንትኸውን፤ ካርዲ መረፃ ዝወሰዱ ዜጋታት እውን ኣብ ጣብያታት መረፅኦም ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም