ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ ድምፆም ሂቦም

ኣርባምንጭ/ጉንቦት 24/2018 (ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ድምፆም ሂቦም።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ኣብ ክልል መረፃ ከተማ ኣርባ ምንጭ ጣብያ መረፃ ጫሞ ካምፓስ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።

ነበርቲ ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ኣርባ ምንጭ ኣብ ዝርከቡ 227 ጣብያታት መረፃ ካብ ንጉሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም