ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ድምፆም ሂቦም

ኣርባ ምንጭ፤ ጉንቦት 24/2018(ኢዜኣ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።

መረፅቲ ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ኣርባ ምንጭ ኣብ ዝርከቡ 227 ጣብያታት መረፃ ካብ ንጉሆ 12 ሰዓት ጀሚሮም ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም