ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ በሻሻ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ ጉንቦት 24/2018(ኢዜኣ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተወሊዶም ኣብ ዝዓበይሉ በሻሻ ድምፂ ሂቦም።
ኣብ ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 54 ሚሊዮን መረፅቲ ካርዲ መረፃ ዝወሰዱ እንትኸውን፤ መረፅቲ ካብ ንጉሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ ድምፂ እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም