ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ድምፆም ሂቦም - ኢዜአ ትግርኛ
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፤ጉንቦት 24/2018 (ኢዜኣ)፦ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣብ መረፃ ክልል ባህርዳር ጣብያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንጉሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ እናተኻየደ እንትኸውን፤ ነበርቲ ከተማ ባህርዳር እውን ኣብ 164 ጣብያታት መረፃ ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።