ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፆም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ጉንቦት 24/2018 (ኢዜኣ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ መረፃ ክልል ባህርዳር ጣብያ መረፃ ህዳሰ (02-1)ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።


 

ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ንጉሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ እናተኻየደ እንትኸውን፤ ነበርቲ ከተማ ባህርዳር እውን ኣብ 164 ጣብያታት መረፃ ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም