ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 8 ጣብያ መረፃ ጄነራል ጃጋማ ኬሎ ብምርካብ ድምፀን ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፤ጉንቦት 24/2018 (ኢዜኣ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 8 ጣብያ መረፃ ጄነራል ጃጋማ ኬሎ ብምርካብ ድምፀን ሂበን።


 

ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ እናተኻየደ እዩ ዝርከብ።

መረፅቲ እውን ካብ ንጉሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ ድምፆም እናሃቡ እዮም ዝርከቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም